ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 25, 2009
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
Eritrea
ሓውና ይሕንስ ከፍል ሓገሽ ተባህለ ዓዲ ሓወግ ትምበርቱ ንፉስቲ ዘዝሙ ካቦነ ድግ ዋና ዝኒኖ ሓደሽ ከኣ 812723 በዝ ልስት ዝ ከኣ 25.03.2009 ምስ ዘደየ ቢለናንን ሲልዚ ዝሰመ ወይ ዘርአየ ተሉ ቢዝ ዝሰዓብ ኣድርሰ ፉራበርና።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዘርአየ ኣይኑ ይብራህ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።