ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ለካቲት 28, 2019
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ፈይሳል፡ ጊዛ፡ ግብጺ
ካብ ዕለት 28/2/2019 ሰዓት 5:00pm ካብ ገዛ ወጺኡ ምኽኒያቱ ብዘይ ፍላጥ ዳህዩ ኣጥፊኡ ስለዘሎ ስድርኡ ተሓባበሩና ይብሉ ኣለው። ቦታ ፈይሳል ሻርዕ ማሊክ ጥቃ መስጊድ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሙራድ ኣሕመድ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።