ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሚያዝያ 24, 2022
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
riesenbeck stadt hörstel germany
ዕለት ምጥፋእ
ሚያዝያ 24, 2022
ቦታ ምጥፋእ
Riesenbeck stadt Horstel Germany
ኣብ ስእሊ ትዕዘብዎ ዘለኹም ሓውናን መተዓቢትናን ቁጡም ኣብርሃ ዝተባህለ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ከረን ዓዶ ሓሸል ኮይኑ ዕለት 24-4-2022 ካብ ዝቅመጠሉ ከተማ Riesenbeck stadt Horstel Germeny ምስ ወጸ ስለዘይተመልሰ ክሳብ እዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታትን ክህልዎ ዝኽእል ዓድታትን ምስ ቤተሰብን ኣዕሩኽን ሓቲትና ደሃይ ስለዘይረኸብና ድሕርዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ ማለት ሚያዝያ 20 ርእየዮ ዝብል በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ቁጽሪ ተሌፎናት ክትሕብሩና ብትሕትና ንሓትት። ዮሴፍ 00467371828 ራካ 004797376326 ሕድሩ 0041798954005 ኣኽሊሉ 0033758962676
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ቁጡም ኣብርሃ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።