ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 1, 2021
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓሰብ፡ ኤርትራ
እዚ ኣብ ስእሊ እትሪኣዮ ዘለኹ ሓወና ኖሆም ብርህ ገብረስላሴ ዝተባህለ ኮይኑ፡ ዝተወለደሉ ቦታ ዞባ ማእከል ንኡስ ዞባ ሰራጀቓ ዓዲ (ዓዲ ሽኻ) እዩ። ኣብ 2021/03 ኣብ ዓሰብ ከምዝነበረ ብድሕሪኡ ግን ክሳብ እዛ ሕጂ ዕለት ደሃዩ ስለዘይብልና ስድራቤቱ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ንርከብ። ሪኤዮ ወይ ምሳይ ኔሩ ዝብል ሰብ እንተሃለየ ክትሕብሩና ንምሕጸን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ኖሆም ብርህ ገብረስላሴ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።