ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ነሓሰ 26, 2025
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሊብያ
ዕለት ምጥፋእ
ነሓሰ 26, 2025
ቦታ ምጥፋእ
ሊብያ
ሙሉእ ስሙ Yassir Edris ይበሃል ከረን ተወሊዱ ዓቢዩ :: ሕጂ ካብ ዝጠፍእ 7 ወርሒ ጌሩ ኣሎ ብ ዕለት 26/08/2025 ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልይ ብ ማሕሙድ ዝበሃል ሳምሳሪ ተበጊሱ ምስ በለና ክሳብ ሕጂ ድሃይ የብልናን :: እታ ሕዛቶም ዝነበረት ጃልባ 67 ሰብ ሒዛ ከም ዝነበረት ጥራይ ዩ ሓበሬታ መጺና :: ካልእ ዝኾነ ሓበሬታ ክንረክብ ኣይከኣልናን :: ኣብ ከቢድ ጭንቀት ንርከብ ኣለና ሞ ምትሕብባርኩም ኣይፈለየና የሕዋተይ ::
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
Yassir Edris ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።