ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መስከረም 19, 2023
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ልብያ
ዕለት ምጥፋእ
መስከረም 19, 2023
ቦታ ምጥፋእ
ልብያ
ብዕለት 19/09/2023 ካብ ልብያ ናብ ዓዲ ጣልያን ንምስጋር ባሕሪ ምስ ብዙሓት ካልኦት ይሕዋትና ተበጊሶም ተባሂሉ ኩሎም ካብታ ዕለት ንሳ ግን ክሳብ ሕጂ ደሃዮም የብልናን ስድራቤት ኩሉ ኣብ ሻቅሎት ይርከብ ኣሕዋትና ንምርካብ ተሓባበሩና ሸር ውን ዓባይ ሓገዝ እያሞ ሸር እናበልና።
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሓበን ሽሻይ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።