ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥቅምቲ 11, 2019
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሲና፣ ግብጺ
ዘረኣየ እንተሎ ዓይኑ ይብራህ ዳኒኤል ምኪኤል ዘተባህለ ካብ ሱዳን ተጨውዩ፡ ወርሒ 02/2012 ሲና ድሕሪ ምእታዉ 35000 ሸቕ ደላር ተባሂሉ አብ ወርሒ 07/2012 15000 ደላር ተኸፈሉ ናብ እስራኤል አፉኒኖ አብ ዘቤልና ግዜ ንደሓር ግን ደሃይ አይተረኸቦን። ዘረኣየ እንተሎ በዚ
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዳኒኤል ምኪኤል ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።