ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ግንቦት 14, 2025
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
Södertörn, Sweden (Fittja Area )
ዕለት ምጥፋእ
ግንቦት 14, 2025
ቦታ ምጥፋእ
Södertörn, Sweden (Fittja Area)
The moth has gone missing. If you have information your urgent assistance is very much appreciated. Försvunnen person!!! ዝጠፍአ ኣዴና Hjälp Oss Att Hitta DAHAB BELETHE TESFAMARIAM Hon sågs senast 14/5 i fittja Kontakta oss om ni har information på tel: Bisrat 0761168472 ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ንዳሃብ በለተ ተስፋማርያም ንምርካብ ሓግዙና። ንመወዳእታ ግዜ 14/5 2025 ኣብ ፊትጃ ተራእያ። ሓበሬታ ምስ ዝህልወኩም ብስልኪ ቑጽሪ: ቢስራት :- 0761168472 ርኸቡና። በጃኩም ሼር ዉን ዓባይ ሓገዝ እያ!
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
Dehab Belethe Tesfamariam ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።