ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 30, 2021
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ትግራይ ኢትዮጵያ
ዕለት ምጥፋእ
መጋቢት 30, 2021
ቦታ ምጥፋእ
ትግራይ ኢትዮጵያ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ Share ብምግባር ውን ናብ ብዙሕ ሰብ ንኽበጽሕ ይሕግዝ ኢዩ ሞ please share. እዛ ኣብ ታሕቲ ትርእይዋ ዘለኹም ሓብትና ፡ ዳናይት ምሉእብርሃን ዝተባህለት ጓል 23 ዓመትን ኣባል 32ዙርያ(ሳዋ) ኮይና፡ ድሕሪ ሳዋ ኣብ እንዳ 36ክፍለሰራዊት 4ይ ብርጌድ ተመዲባ።ኣብዚ ዝሓለፈ ዝነበረ ኲናት ናይ ትግራይ ድማ ምስ ኣሃዱኣ ኣቲያ ኔራ። ኣብ መንጎ እቲ ኲናት ንመወዳእታ ግዜ ናብ ስድራ ዝደወለትሉ ብ ዕለት 30/03/2021 ኮይኑ ብድሕሪ እዚ ግን ደሃያ የብልናን። ካልእ ንጹር ዘይኮነ ሓበሬታ ድማ ብ መፋርቅ ናይ 2022 ሕጂ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሰብ፡ ኣብ ትግራይ ምስ ብዙሓት ምሩኻትን እሱራትን ከምዝረኣያን ብሓንሳብ ተኣሲሮም ከም ዝነበሩ'ሞ፡ ንሱ ዝርከቦም ብዙሓት ዓድና ይሕሸና ክብሉ ከለዉ ንሳ ትርከቦም ካልኦት ውን ን ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሉ'ሞ ከምዝሰደድዎም ሓቢርና። ስለዚ ኣብዚ ኩሉ ቦታታት ናይ ኢትዮጵያ ወይ ውን መላእ ትግራይ ሪአያ ኔረ ዝብል እንተሎ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ብምውካስ ክትተሓባበሩና ብልቢ ንምሕጸን። Share please 🙏 ኣቤል +1206 502 6896( what’s app) ጸጋይ +46 72-289 13 06 (what’s app) ተስፉ +47 4594080513
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዳናይት ምሉእብርሃን ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።