ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2011
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ግብፂ
ዕለት ምጥፋእ
ጥሪ 1, 2011
ቦታ ምጥፋእ
ግብፂ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ሄለን ሰለሙን ዋሲሂን ትብሃል ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ሰላም ኮይኑ ኣብ ሱዳን 3 ዓመት ፀኒሐ ካብኡ ንግብፂ ከይዳ ኣብ ግብፂ ሓደጋ መኪና ገጢምዎ እግረይ ተወቂዐ ኢላ ኣብ ሆስፒታል ኮይና 2011 ደዊላ ነይራ ብድሕሪኡ ዳሃያ ኣጥፊኣ ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ሓበሬታ ዘለኩም ናብዚ ስልኪ ክትድውሉ ብትሕትና ንሓትት
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሄለን ሰለሙን ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።