Last Seen
November 27, 2022
Last Known Location
Turin Italy
Date of Disappearance
November 27, 2020
Place of Disappearance
Turin Italy
እዚ ኣብ ስእሊ ትርእይዎ ዘለኹም ሓውና ተስፋኣለም ተኪኤ ዝተባህለ ዝዓበየሉ ዓዲ ማይ ጉንዲ ን/ዞባ ጾሮና ኮይኑ ብዕለት 27/11 2020 ካብ Veatimiglia ዶብ ናይ Italy ናብ Cannes france ኣትዩ: ንጽባሒቱ ግን ናብ Torino Italy መሊሶምኒ ኣለዉ ኢሉ ደዊሉልና ኔሩ። ካብኡ ንደሓር ግን ደሃይ ስለዘይረኸብና ሓውና ውን ናይ የእምሮ ጸገም ስለ ዘለዎ ይፈልጦ እየ ወይ ርእየዮ እየ ዝብል ብፍላይ ኣብ ቶሪኖ ትነብሩ በዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ተሌፎናት ክትተሓባበሩና ብስም ፈጣሪ ንምሕጸነኩም። ጠዓመ ተኪኤ 0022780077018 ጠዓመ ተኬኤ (whattsup number) 00393512170300 italy ቅሳነት ተኪኤ 0046769355662 sweden ተስፋዝጉ ተስፍሁነይ 0767707533 france ሓውና ድሃዩ ንክርከብ share ምባል ተሓባበሩና
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
If you have information about this case, please submit a tip above or contact us at info@missingfromeritrea.org.
If you have seen ተስፋኣለም ተኪኤ or have any information that could help, please share it with us. Every tip matters.