ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2008
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኣስመራ, ኤርትራ
ኣቦ ኣብ ስእሊ ትርኢዮዎ ዘለኹም ፊልሞን እንድርያስ ዘገርግስ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊዱ ኣብ ኤርትራ ዘዕበየ፡ ኣብ ካልማ ተዓሊሙ ኣብ ክፍለ ሰራዊት 32-22222 ተመዲቡ ክሳብ ወርሒ ሰ/2008 ኣብ ኮሮባርያ ዝነበረ። ካብ ማዓስከር ምስ ሓደ ብጻዩ ተበጊሱ ካብ 2008 ኣትሒዙ ዜናኡ ዝጠፍአ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ፊልሞን እንድርያስ ዘገርግስ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።