ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2008
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ካርቱም፡ ሱዳን
ሓፍተይ ትርሓስ ስለሙን፡ ኣስመራ ተወሊዳ ዓብያ፡ ብ2008 ዓ/ም ካብ ገዝኣ ናብ ሱዳን ኣትያ ኢላ ምስ ደወለት ብድሕሪኡ ደሃይ የብልናን። ዝኾነ ሰብ ኣብ ሱዳን ይኹን ኣብ ደገ ዝርኸበ/ት ወይ ደሃያ ዝፈልጥ ክሕብረና ንላቦ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ትርሓስ ስለሙን ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።