ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሱዳን
መጀመርታ ሰላም ኣብ ሩሑቁን ቀረባን ዘለኹም ኩቡራት የሕዋተይ ኣነ ኣልማዝ ፍካክ ዝተባሃልኩ ተቀማጢት ጀርመን ኮይነ እዛ ኣብ ስእሊ ትሪኡዋ ዘለኹም ሓፍተይ ሩታ ፍካክ ትባሃል ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ተሰነይ ኣብ 2016 ናብ ሱዳን መጽያ ክሳብ እዚ ግርጭት ናይ ሱዳን ዝጅምር ኣብ ካርቱም ምስ ህጻን ጋላ ትነብር ኔራ ድሕሪ ኣብዚ ኩነታት ሱዳን ዝጀመረሉ ምስ ህጻን ጋላ ናብ ተሰነይ ክምለስ ኢየ ኢላትና ኔራ ድሕሪ እዚ ግን ክሳብ ሕጂ ዳሃያ የብልናን ስለዚ ኣምላኽ ይሓጉዙኩም ሃለዋት ሓፍተይ ንምርካብ ታሓባበሩኒ ብሽም እግዛኣቢሄር ብፍላይ ነበርቲ ሱዳን ዝኾነ ዳሃይ ምስ ትረኽቡ በዘን ዝስዕባ ቁጽሪ ቴሎፎን ክትረኹቡና ትኽእሉ ኢኹም/ሉኡል ኢሞ ዋትሳብ ኖርማል (004917664219399) ኣልማዝ ፍካክ(004915217903849) ዋትሳብ ናምበር በዘን ናምበር ክትረኽቡና ንላቮ
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሩታ ፍካክ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።