ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ታሕሳስ 2, 2018
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ካርቱም፣ ሱዳን (ጀርየፍ ከባቢ)
ዝረአየ ኣይኑ ይብሩህ እሃ ኣብ ትኹረት ስምን ስእላን ተተቒሉ ዘሎ 3ል 17 ዓመት 3ለይ ሚሌጢ ክፍሎም ዘተሃለት ኣብ ካርቱም ሱዳን (ጀርየፍ ከባቢ ስኒማ) ብዕለት 02/12/2018 ሰዓት 7:00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ገዛ ወዲኣ ስለ ዘይተመልሰት ዝረአየ እንተሎ ብዚ ኣብ ትኹረት ተተቒሉ ዘሎ ቴለፍን ክንድውልና ብትሕስትና ንሓትት። ናብ ዃልእ ንኸብጽሕ ሸር ክንግብእልና ብትሕስትና ንሓትት።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሚሌጢ ክፍሎም ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።