ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 28, 2014
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሮማ፣ ኢጣልያ
ሓወና ኣሚር ዓብደል ዓለም ዕድሜ 20፣ ካብ ኤርትራ (ኣስመራ ኣኽሪያ)። ወርሒ 1/2014 ንኢትዮጵያ ኣትዩ፣ ክሳብ ወርሒ 3/2014 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ነይሩ። ዕለት 28/6/2014 ጥልያን ከም ዝኣተወ ብሰባት ተነጊሩና ድምጹ ግን ኣይሰማዕናን፣ ክሳብ ሕጂ ዳህይ የብልናን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ኣሚር ዓብደል ዓለም ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።