ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2010
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ጅቡቲ ከተማ፣ ጅቡቲ
ናይ ሓንቲ ስድንድ ሽር ክንደይ ዝጠፉኡ ስዳራበት ተሪክብ ምሉኣ ሽሙ ኢሳያስ ስይም ወልደጋብር ሽም አይ ሙሉ ገብረዓቢየ ብ ወዲ ከረን ይዥሉዑ አብ ከረን ሽፍሹፍት ዝባህያ በታ ተወሊዱ ዓቢ ክሳብ 2010 አብ አሃዱኡ ክፍል ሰራዊት 27 ከም ዝገበረ ንፈልጠ ይኽሪሉ ናብ ጅብቲ አተዩ ዝብል ጎንጹ ዘይካ ወረ ሰማዕና ብአካል ራኦ ዝብል ሰብ ግና ክሳብ ህጃ አይረከብናንን
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ኢሳያስ ስይም ወልደጋብር ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።