ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 1, 2008
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
Eritrea
ፍጽም ገበረእግኣብሄር ዘተባህለ: ዕድመ 30: ዳዲ ዳይቆንጺ (ጓንዳደግለ): ብወርሒ 7, 2008 ምስ ሓምሸተ በጽቱ: ካብ ኤርትራ ንስግረድብ እንፈቲ ብዘይተፈልጠ ድሃይ ስለዘጠፈአ: ከሳብ ሕጂ ውን ዝኮነ ኣበሪታ ክንርከብ ስለዘይከልናን::
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ፍጽም ገበረእግኣብሄር ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።