ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ነሓሰ 26, 2025
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሊብያ (ዙዋራ)
ዕለት ምጥፋእ
ነሓሰ 26, 2025
ቦታ ምጥፋእ
ሊብያ (ዙዋራ)
እዚ ኣብ ስእሊ ትርእይዎ ዘለኹም መንእሰይ ሓምዛ ያሲን ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ ኮይኑ ፡ ብዕለት 26/08/2025 ካብ ገምገም ባሕሪ ሊብያ (ዙዋራ) ናብ ጣልያን ድሕሪ ምብጋሱ ድሃዩ ክንረክብ ስለ ዘይምኣልና ኣብ ሊብያ ዘለኹምን ዝነበርኩምን ብዛዕባ ሓምዛ ትፈልጥዎ ሓበረታ እንተ ኣለኩ ክትተሓባበሩና ንምሕጸን
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም። ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/VOH25
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሓምዛ ያሲን ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።