ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2004
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኣስመራ, ኤርትራ
በረኸት ኣልኃዛር እዩ ስሙ። ወዲ እምባጎልያኖ ኣብ (ከባቢ እንዳ ባሻይ ኣብራሃ) ዝዓቀበ መንእሰይ በረኸት ብ 2004 ካብ ኣስመራ ምስ ብጻዩ ዳንኤል ታረቀ (ባሊታ) ተበጊሱ ናብ ሱዳን ከምዝኸዱ ሓበርታ ኔሩና። ክሳብ ሕጂ ግን ደሃይ ዳንኤል ታረቀ ኣብ ዊ ኢንግሊዝ ከምዘሎ ፈሊጥና እንተኾነ ግን ደሃይ መንእሰይ በረኸት ኣልኃዛር ክሳብ ሕጂ ደሃይ ዘበሃል ኣይረኸብናን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
በረኸት ኣልኃዛር ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።