ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 1, 2026
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓዲግራት ዛላንበሳ, ኢትዮጵያ
ዕለት ምጥፋእ
መጋቢት 1, 2026
ቦታ ምጥፋእ
ዓዲግራት ዛላንበሳ, ኢትዮጵያ
ሰላም ዝከበርኩም ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ኤርትራዉያን ! ዝረኣየ እንተሎ ዓይኑ ይብራህ ! ሸር ኣብ ምባል ከኣ ኩላትኩም ኤርትራውያን ኮነ ኤትዮጵያዉያን ተሓባበሩኒ ሰብ ማስ ሜድያ ከኣ ከሙኡ። እዚ ሓወይ ኢዩ ሜሮን ተስፋዝጊ ይበሃል ኣብ ትግራይ ኣሎ ሰሚዕና ድሮ ግን 3 ወርሒ ኮይኑ ኣሎ ድምጹ ካብ ዘይንሰምዕ። https://www.facebook.com/mihreteab.tesfazgi
ሜሮን ተስፋዝጊ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።