ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 1, 2015
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዛዊያ (ጥቓ ትሪፖሊ)፣ ሊብያ
ኣብ ወርሒ 2/2015 ካብ ሱዳን ተበጊሱ ወርሒ 3/2015 ከአ ናብ ሊብያ አትዮ። ኣብ ሊብያ ን ድራበለስ ካብ ዘዕሪፉሎ ቦታ ብ ዳዕሽ ዝተጨውየ ሓይ ሓን ንኡስ ዘተባህለ ካቦም ከተሉ ቀሪበሞም ካብ ዝነበሩ ብሂወት ኣሎ ስሚዐ ኣለኹ እም ሓደራኹም ኣሕዋተይ ን መተዓብይቲ ሓን ሓወይ ፡ ዝረአየ ዓይኑ ይብረሁ፡ ወይ ውን ከቀተል ዝረአይ እንተሎ በጃኹም ከቅብጽ ሕብራኒ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሓበን ንጉሰ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።