ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ግንቦት 31, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ካይሮ፡ ግብጺ
ሓፍትና ሳሮን ርኅሎም ሰረቐ ትበሃል፡ ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ቦታ ኣስመራ (ገጀሪት ዓቢ)። ብዕለት 31/05/16 ካብ ግብጺ ንጣልያን ብባሕሪ ተበጊሳ። ካብዛ ዕለት እዚኣ ዝኾነ ሓበሬታ የልቦን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሳሮን ርኅሎም ሰረቐ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።