ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 2, 2013
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሲና, ግብጺ
እዛ አብ ስእሊ ኣትሪእዋ ዘለኹም ሓፍትና ዮዲት ሓስ ቀጸላ ትበሃል መበቆል ኣዲ ካዕቲት ኮይኑ ብ ዕለት 02-03-2012 ካብ ኢትዮጵያ ተበጊሳ ናብ ሽገራብ ንክትመኻ ብድሕሪኡ ግን ደሃይ ኣትሬኣ ድሕሪ ቅሩብ ጊዜ ግን ብ ዕለት 02-06-2013 ኣብ ሲና ከም ዘላ ተለፎን ደዊላ ነይራ ካብዚ ሰዓት ንደሓር ግን ኣኮ ደሃይ የብላን
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዮዲት ሓስ ቀጸላ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።