ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ለካቲት 5, 2026
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ካምፓላ፡ ኡጋንዳ
ሓውና ስም ሂኒ ክብሮም ዓዲ ቓባ ትውልዲ ዓዲ መርከጃ ስም ኣደ ምብራቅ ግደይ ኣብ ኡጋንዳ ዝቐመጠሉ ዝነበረ ቦታ ስታላንጋ ምስ ወዲ ሃትነይን ወደኮይን ይነብር ነይሩ ብዕለት 05,02,2026 ኣብ ጋባ ሓዲሩ ንጉሆ ናይ ሳት12 ይከወን ካባና ከይዱ ትምለሳ ሃንቲ ሓፍትና ሰላም ጌጥሮስ! ስለዚ ደሃይ ወድና ንምርካብ በጃኹም ተሓባበሩና ብፍላይ ኣብ ኡጋንዳ ትነብሩ ተገዲስኩም ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንምሕጸን!
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሃኒ ክብሮም ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።