ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 30, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ግብጺ (Egypt)
ዕለት ምጥፋእ
ሰነ 30, 2016
ቦታ ምጥፋእ
ግብጺ (Egypt)
ዝረኣየ ኣይኑ ይብራህ አዚ ኣብ ታህቲ ዘሎ ሃዉና ስሙ ስዩም ታደሰ ይበሃል ብ አለት 30/06/2016 ብግብጺ ናብ ኢታሊ ክትኣቱ ዝተሃለት መርከብ ኣብኣ ከም ዝነበረ ድህሪኡ ድማ ኣብ ሆስፒታል ኢ ታሊ ከም ዝበጽሀ ሰሚአና ድህሪኡ ግን ዝኮነ ደሃይ የብልናን ዝረኣዮ አንተ ኣሎ በዚ ኣድረስ ክትህቡሩና ብትህትና ንሃትት፥፥ ኣልማዝ በላይ = 00249911763330 ሰላም ጌታቸው =00249966316774 ብምትህብባርኩም ኣዚና ነመስግን!!!
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ስዩም ታደሰ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።