ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2009
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓሰብ, ኤርትራ
ሰላም ንኹሉኹም, አንበብትን ተዓዘብትን ብጻየይን, ፈታውየይን, ዝኾነ ዳዊት አምባየ ወዲ ቃሓውታ, አብ ግንባር ዓሰብ ነፍ, ካብ 2009, ሃለዉቱን ኩንታቱን ስለዝጠፍአና, ስእሉ ራኢኹም ብምልላይ ገለ ሃለዉቱ ትፈልጡ እንተሊኹም, ሓውኹም አብረሃም ሃይለስላሌ በዚ
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዳዊት አምባየ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።