ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 24, 2010
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ደቀምሓረ፣ ኤርትራ
ተወልደ ብዕለት 25/4/1984 ኣብ ሰርየ ዘባሃል ዓዲ ተወሊዱ. ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ይነብር ኔሩ: ብድሕሪ'ዚ ስግረድብ ክፍትን ተታሒዙ ናብ ሚዕመር ተዘሃለ ኣሱር ቤት ኣትዩ። ድሕሪ ቁሩብ እዋን ወን ምን ብጹቱ ብዕለት 24/7/2010 ካብ ሚእመር ኣሱር ቤት ሃደሙ ከም ዝወደ ሓበረታ ረኺብና። ብድሕሪ እዚ ዝተጠፍአ ዕለት ዳሃይ ስለ ዘይረኸብናሉ፡ ኩሉንተ ኣሕዋትን ኣዕሓትን ዘ ዳሃይ ተፈሉ ዝሎ ኩቡር ሓወና: ካብዚ ዝተጠፍአ ዕለት ንዳፋር ረይ ወይ ድማ ዳሃይ ኣለን ዝብል ሰብ እንተሃልዩ ብዘ ዝስብ ቁጽሩ ተለፎናት ወይ ኢሜልን ክንታሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሃወን ሃይለምካኤል ንጉስ (ወዲ ዝያም) ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።