ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሚያዝያ 9, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓሰብ፣ ኤርትራ
ሓውና ፍጹም ወልዳኣብ ኣርኣያ አብ ዓሰብ አንዳ 46 ከቢድ ብረት ተመዲቡ የገልግል ድሕሪ ምንባሩ፡፡ ብ ወርሒ 8 2008 ካብ ዓሰብ ከም ዘወደ ስሚዑና፡፡ ናቤይ ከም ዘወደ ኣበይ ከም ዝኸተወን ኣበይ ከም ዘሎን ከሳብ ሕጂ ወላኣ ደየሁ ዝበሃለ የብልናን፡፡ ዝርኣዮ ወይ ዝኾነ ሓበረታ ዘልዎ አንተሎ
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ፍጹም ወልዳኣብ ኣርኣያ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።