آخر مشاهدة
١ يناير ٢٠٢٣
آخر موقع معروف
ሊብያ
تاريخ الاختفاء
١ يناير ٢٠٢٣
مكان الاختفاء
ሊብያ
(ሼር ተሓባበሩና) ብመጀመርታ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ዘለኹሞ ኣሕዋትን ኣሓትን። ቀጺለ እዛ ኣብ ስእሊ ትርእይዋ ዘለኹም ጓለይ ሱዛና ገብረንጉስ ኣብ ሊብያ ደሃያ ካብ ዝጠፍእ ድሮ ሓደ ዓመት ኮይኑ ኣሎ። ንካልኣይ ግዜ ሼር ይገብራ ኣለኹ፡ ድሃይ ንምርካብ ሼር ዓባይ ሓገዝ እያ ሓገዝኩም ኣይፈለየና። 0931376848 መዓሾ ገብረንጉስ 0946592783 ሓድነት ተኽሊት
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
إذا كانت لديك معلومات حول هذه القضية، يرجى إرسال بلاغ أعلاه أو الاتصال بنا على info@missingfromeritrea.org.
إذا رأيت ሱዛና ገብረንጉስ أو لديك أي معلومات قد تساعد، يرجى مشاركتها معنا. كل معلومة مهمة.