ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2023
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሊብያ
ዕለት ምጥፋእ
ጥሪ 1, 2023
ቦታ ምጥፋእ
ሊብያ
(ሼር ተሓባበሩና) ብመጀመርታ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ዘለኹሞ ኣሕዋትን ኣሓትን። ቀጺለ እዛ ኣብ ስእሊ ትርእይዋ ዘለኹም ጓለይ ሱዛና ገብረንጉስ ኣብ ሊብያ ደሃያ ካብ ዝጠፍእ ድሮ ሓደ ዓመት ኮይኑ ኣሎ። ንካልኣይ ግዜ ሼር ይገብራ ኣለኹ፡ ድሃይ ንምርካብ ሼር ዓባይ ሓገዝ እያ ሓገዝኩም ኣይፈለየና። 0931376848 መዓሾ ገብረንጉስ 0946592783 ሓድነት ተኽሊት
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሱዛና ገብረንጉስ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።