ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2003
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሊብያ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ዶጎል ኣብራሃ ኢዩ ስሙ ኣብ ኣስመራ ከባቢ ገዛ ከኒሻ፥ ደበዚቶ ተወሊዱ ዓቢዩ። ብ2003 ናብ ሊብያ ኣቲዩ፣ ብድሕሪኡ ግን ዝኾነ ይኩኹ ደሃይ የብልናን። ዝኾነ ሰብ ሪኤዮ ዝብል ወይ ዝኾነ ሓበረታ ዘለዎ ሰብ፣ በዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ብtelephone ወይ ብemail ክትሕብሩና ብትሕትና ንሓት ት። አዛ መልእኽቲ ድማ ናብ ኩሉ ሰብ ክትበጽሕ sahre ክትገብሩልና ንላቦ +1 773765 8597 +46 76 069 16 05 +46 76 247 44 64 +1 773765 8597 +46 76 069 16 05 +46 76 247 44 64 email , simonabraha22@gmail.com
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዶጎል ኣብራሃ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።