ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2023
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሊብያ
ዕለት ምጥፋእ
ጥሪ 1, 2023
ቦታ ምጥፋእ
ሊብያ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ! ዝጠፍኣና ሰብ: ሳልሕ ዓብደልቃድር ኣደም ትውልዲ ዓዲ: ዓዲ-ተከሌዛን ናይ መጨረሻ ዝተረኣየሉ ቦታ: ሊብያ(Libya) ኮይኑ ኣብ ከባቢ 2023 ኢዩ ነይሩ። ድሕሪዚ ግን ደሃዩ ስለዝጠፈኣና ኣብዚ ርእዩ ዝብል ሰብ እንተተረኺቡ በዚ teddyzerai@gmail.com ወይ ድማ ናብ ኣብ USA 🇺🇸 ዝርከብ መቕርብ ቴድሮስ 1 713-409-7386 ብምድዋል ርከቡና። ስለምትሕብባርኩም ኣቐዲምና ነመስግን ሼር ብምባል ዉን ተሓባበሩና
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሳልሕ ዓብደልቃድር ኣደም ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።