ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 10, 2020
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ትሪፖሊ፣ ሊብያ
ዘርኣይ ቃልኣብ ገብረየሱስ ተመሃራይ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ነበር ንኡዳን ኣትዩ ንሊብያ ድሕሪ ምቅጻሉ ደሃይ ካብ ዘይገብር 6 ዓመት ኮይኑ። ስለዚ ዝኮነ ሰብ ኣብ ዝኮነ ኣዋን ( ኣዘን 6 ዓመት ) ርኢይዎ ዝፈልጦ እንተሎ ወይ ውን ደሃዩ ዘለዎ እንተሃልዩ
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዘርኣይ ቃልኣብ ገብረየሱስ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።