ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 23, 2000
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ከሰላ፡ ሱዳን
ሙሉጌታ ተኸለማርያም ሃብተሚካኤል ዝተባህለ አቦና ነጋዳይ ዝነበረ ብስራሕ ምኽንያት ንሓደ ዓመት አብ ከሰላ፡ ሱዳን ድሕሪ ምቕማጡ፡ ብዕለት 23 ሰነ 2000 ንአስመራ ይመጽእ አለኹ ኢሉ ደዊሉልና ክብቅዕ፣ ካብዚ ዝተጠቕስ ዕለት ንደሓር ደሃዩ ስለዘይብልና አበይ ከም ዝኣተወ እውን ስለዘይንፈልጦ ብዛዕባ እዚ ተጠቒሱ ዘሎ ሰብ ዝኸነ ይኹን ሓበሬታ ዘለዎ ሰብ ክገልጸልና ንላበ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሙሉጌታ ተኽለማርያም ሃብተሚካኤል ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።