ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 3, 2011
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ደቀምሓረ, ኤርትራ
ኣድራሻ ደቀምሓረ ዓዲ ምርጋጽ። ዕድመ 25። ኣለት 3-07-2011 ካብ ገዛ ወጹ ደሃይ ስለዘይብሎም ዝራኣይም እንተሎ በዚ ዝጽሓብ ደዊሉልና።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ሓድሽ ረዳእ በርሀ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።