ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሚያዝያ 1, 1993
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኣዲስ አበባ, ኢትዮጵያ
ናይ ሓደ ካሎት ሽር ዓቢ ዋጋ ኣለዎ እሞ ምትሕብበርኩም ኣይፈለየናን። ዳኒኤል ንጉስ ኪዳነ ዝተባህለ መዓቆል ዓዲ ይቁምሓረ ደንበዛ ንኡስ ዘባ ዓዲ ተከሊዛን ከይኑ: ሚያዝያ 1993 ኣብ ኣዲስ አበባ ኢትዮጵያ ከም ዝተራእየ ኣኪ ሓበሬታ እንተነብረና: ካብዚ ንድሕረት ግን ድሃዩ ኮነ ብእልል ርአይ ዝብል ሰብ ብዘይ ምርካብና ስድራ ቤት ኣብ ሃቋሉት ይርክብ: ስለዚ ርእየዎ ወይ ይፈልጡ እዮ ንዝብል ሓበሬታ ብዘ ዝክዕብ ቁጽሪ ቴለፎን ይርከስና ንዝያዳ ሓበሬታ ዕድሚኡ 68 ኣቢሉ ይኸውን
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዳኒኤል ንጉስ ኪዳነ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።