ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2025
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኩፍራ፣ ሊብያ
ሰላም ኩብራት፣ ኣብ ታሕቲ ትሪኢዋ ዘለኹም ሓፍተይ ስማ ኣርሴማ ከበተ ትብሃል፣ 10.04.2006 ተወሊዳ። ኣብ ኩፍራ ዝብህል ቦታ ሊብያ ኣላ። ኣብ ሊብያ ንዘለዉ ኣሕዋት ንምርካባ ሓገዝ ትሓትት ስድራ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ኣርሴማ ከበተ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።