ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ታሕሳስ 1, 2022
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኒጅመገን፡ ነዘርላንድ
....እዚ ኣብ ስእሊ እትርኣይዎ ዘለኹም ሓዉና ኣብ ሃገረ ነዘርላንድ እዩ ዝቕመጥ ። ምሉእ ስሙ ምስግና ብርሃን ኪዳነ እዩ ። ዝዓበየሉን ዝተማህረሉን ቦታ ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ (ዓዲ ባሪ) ኢዩ ። ሕጂ ኣብ ንሓተሉ ዘላና ሃገረ ነዘርልላንድ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ናይ 2022 ይድዉልን ደሃዩ ዉን ንሰምዕ ኔርና ። ሕጂ ግን ደሃዩ ካብ ዘጥፍእ ናብ ካልኣይ ዓመቱ ከይዱ ኣሎ ። ኣብ ነዘርላንድ ዝነብረሉ ከባቢ Oost ( Nijmegen ) ብወገንና ንመተዓቢቲ ቤተሰብ ሓቲትና ደሃዩ ክንረክብ ኣይከኣልናን ። ስለዚ በጃኹም ኣሕዋት ኣሓት ደሃዩ ክትሰምዑ ኣዲኡ ሃረር ትብል ኣላ እሞ ደሃዩ ኣብ ምርካብ ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት ። ብተወሳኺ ሸር ብምግባር እወን ክትተሓባበሩና ንምሕጸን ። ብፍላይ እቶም ደቂ መንደፈራን ከባቢኡን ዝኾንኩም ኣብ ምርካቡ ዕዙዝ ኣበርክቶኹም ንጽበ ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ምስግና ብርሃን ኪዳነ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።