ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2009
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓስብ፣ ኤርትራ
ሓውና ተወልደ እምነየ ጉልበት ዝተባህለ ዓዲ ዓዲኣይቶ ኣባል 18 ዙርያ ፣ ኣሃዱ ኣብ ዓስብ ብእሉ ኣቢሉ ከሳዖ ሕጃ 4 ዓመት ገና ደሃዩ የብልናን ስለዚ ዝሰመዐ ወይ ዝረኣየ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ክትሓቡርና ፣ ምትሕብባርኩም ኣምላኸ ይባርኸኩም።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ተወልደ እምነየ ጉልበት ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።