ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 18, 2009
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
አስመራ፣ ኤርትራ
ሓውና ሓብቶም ቀላቲ ገብረማርያም ዘፃ ማዕከል ትውልዱ ዓዲ ኮሎም። በለት 18/6/2009 ካብ አስመራ ናብ ሱዳን ኢሉ ተጎዲሱ በድሕረኡ ግን ክሳብ ሎሚ ደሃዩ ስለ ዘስኦና ዘርአየ ወይ ዝኾነ ሓበሬታ ዘለዎ ሰብ በዚ ዘስዕብ አድራሻ ክትተሓባበሩና በትሕትና ንላዕ ከምኡውን አብ facebook ሸር አብ ምግባር ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንምሕፅን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ዘርአየ ዓይኑ ይብራህ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።