ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2018
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ትሪፖሊ፡ ሊብያ
ትዕግስቲ ደሳለ ይብሃል፡ ኣብ ሱዳን ገዳርፍ ተወሊዱ ዓብዩ። ኣዲኡ ኣልማዝ ትብሃል። ኣብ ሊብያ ክሳብ ወርሒ 12-2017 ድሃዩ ነሩኒ፡ ካብ ወርሒ 01 2018 ግን ጠቅላላ ድሃዩ ስኢነ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ትዕግስቲ ደሳለ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።