ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 1, 2009
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓድኳላ፣ ኤርትራ
ዝረኣየ ኣይኑ ይብረሀ መኻዛ ገብረሃወት ተኽለሃይማኖት ውቕባይ? መበቆል ዓዲ ዓይላ ጉንደት ኣስያቦ ሽም ኣደ - ደግ ንርአ ነጋሽ መበቆል ዓዲ - ኣደላ ገዛ ሓምሊ ብሓደ መጋቢት 2009 ምስ ቃልኣብ ገብረትንኦኤ ተደላ ዘተባህለ ዓዱ ዓዲ ደኋር ከባቢ ዓዲኳላ ካብ ገዘኣ ምስ ወጻት ስለ ዘይተመልሰት ዝረኣያ እንተሎ በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
መኻዛ ገብረሃወት ተኽለሃይማኖት ውቕባይ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።