Last Seen
August 27, 2025
Last Known Location
ሊብያ
ሓውና ንምርካብ ተሓባበሩና 📢🇱🇾። ሰላም ናይ ኣምላክ ንዓኩም ይኩን እሕዋት አዚ ኣብ ላዕሊ ትርኢዎ ዘለኩም ሓውና ኣማን ተምኖ ( aman temno) ይብሃል። ዓዲ ምሕላብ ( wedi keren )ኮይኑ ካብ ሊብያ ገማጊም ባሕሪ ብዕለት 26/08/2025 ናይ ለይቲ ናብ ዕለት 27/08/2025 ዘውጊሕ ተበጊሶም ክይድ ከምዝሓደሩ ክሳብ ስዓት 05፥55 ወጋሕታ ናይዚ ዕለት 27/08 ውን ምስ ሰምሳሪ ከምዝተራከቡ አየ በጺሐዮ። ብድሕሪ አዚ ዝኮነ ድሃይ ክንረኪብ ኣይካልናን , አቲ ዘበገሶም ሰምሳሪ ሮቦት ( robot ) ኮይኑ ክምኡ ውን ገለ ሕዋስ ናይ( ዓብደል ሩፍ ) ከምዝነብሩ አዩ በጽሕናዮ ደዊልና ኣብ ዝሓተትናዮ ግዜ ክሳብ ስዓት05፥55 ብዕለት 27/08/2025 ወጋሕታ ደውሎም ከምዝረክብዎ ጽቡቅ ይጋዓዙ ከምዝነበሩ ድሕሩኡ ግን ዝኮነ ርክብ ክምዘይገሩ አዩ ሓቢርና ብድሕርዚ ብወገና ዘይበጻሕናዮ የለን አሱር ቤት ናይ ልብያ , ናይ ኢታሊ መድሕን,ኮታስ ዘይበጽሕናዮ የብልናን። ንጹር ሓቤረታ ክንረክብ ስለ ዘይካልና ክንቀብጽ ኣይካልናን ። ስለዚ። ኣሕዋት ብዛዕባ አዛ ጃልባ ዝኮነ ኣፍልጦ አንተለኩም ብትሕትና ክትሕብሩና ንሓትት። መርሃዊ ተኽስተ ተሌፎን 004791295746
ሓበሬታ ካብ Information sourced from https://www.facebook.com/Miissing.Eritreans ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
If you have information about this case, please submit a tip above or contact us at info@missingfromeritrea.org.
If you have seen ኣማን ተምኖ or have any information that could help, please share it with us. Every tip matters.