ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 1, 2010
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሸገራብ፣ ሱዳን
ሓውና ተስፍም ገብረሂወት ገብረመድህን ካብ 2010 ጀሚሩ አብ ሸገራብ ድሕሪ ምንባሩ ደሃይ ስለዘይብሉ ብአካል ርእየ ወይ ሰሚዖ ዝብል እንተሎ በዚ አብ ታሕቲ እንጸሓፍ አድራሻን ቁ.ቴሌ. ክሕብረና ንላዖ። ስድራቤት ተስፍም አብ ትጽቢትን ሻቕሎትን ስለዝርከቡ ኩሎም አሕዋትን አሓትን ናብ ኩሉ ብምስጋጋር (ብምልኣኽ) ምትሕባበርኩም አምላኽ ይተሓወሶ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ተስፍም ገብረሂወት ገብረመድህን ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።