
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 2, 2015
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኣስመራ፣ ኤርትራ
ብ ዕለት 02-06-2015 ካብ ገዘኡ ምስ ወጸ ዳሃ ኣጥፊኡ ኣይርከብን። ተምሃራይ ቤት ልምዓት ድሓር ተምሃራይ ቲክኒካል ስኩል ነበረ።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።