
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ለካቲት 28, 2019
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ፈይሳል፡ ጊዛ፡ ግብጺ
ካብ ዕለት 28/2/2019 ሰዓት 5:00pm ካብ ገዛ ወጺኡ ምኽኒያቱ ብዘይ ፍላጥ ዳህዩ ኣጥፊኡ ኣሎ። ቦታ ፈይሳል።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።