
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መጋቢት 1, 2021
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓሰብ፡ ኤርትራ
ኖሆም ብርህ ገብረስላሴ ዝተባህለ ኮይኑ፡ ዝተወለደሉ ቦታ ዞባ ማእከል ንኡስ ዞባ ሰራጀቓ ዓዲ (ዓዲ ሽኻ) እዩ። ኣብ 2021/03 ኣብ ዓሰብ ከምዝነበረ ብድሕሪኡ ግን ክሳብ እዛ ሕጂ ዕለት ደሃዩ የብልናን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።