ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ታሕሳስ 2025
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ኣዲስ ኣበባ, ኢትዮጵያ
ሕብሪ ቆርበት ቀይሕ፣ ቀመቱ ሕጽር ዝበለ
ዝተወለደሉ ቦታ ሃገር ኤርትራ፡ ንኽስ ሃላ ስነዓዲ ቆሽ ዓዲ ሓጓና። ክሳብ ኣሌማ ኣብ ጀርመን ይነብር ነይሩ። ብ2024 ናብ ኤርትራ ተመሊሱ። ካብኡ ድማ ብ2025 ናብ ኢትዮጵያ ተጓዒዙ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይቕመጥ ነይሩ። ካብ ወርሒ 12 ዓመት 2025 ጀሚሩ ግን ደሃይ ስለ ዝጠፍኡ፡ ዝርኣዮ እንተሎ ሓበሬታ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ቁፅሪ ስልኪ ተወከ
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ስደደልና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።
ንኣሌማ ርኢኹም ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተልዩኩም፡ ብኽብረትኩም ምሳና ኣካፍሉ። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።