
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ነሓሰ 26, 2025
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ሊብያ
ዕለት ምጥፋእ
ነሓሰ 26, 2025
ቦታ ምጥፋእ
ሊብያ
ሙሉእ ስሙ Yassir Edris ይበሃል ከረን ተወሊዱ ዓቢዩ :: ብ ዕለት 26/08/2025 ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልይ ተበጊሱ ምስ በለና ክሳብ ሕጂ ድሃይ የብልናን :: እታ ሕዛቶም ዝነበረት ጃልባ 67 ሰብ ሒዛ ከም ዝነበረት ጥራይ ዩ ሓበሬታ መጺና ::
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብዚ ገጽ ብዘለዉ መጠወቒታት ንገሩና ወይ ኣብ info@missingfromeritrea.org ርኸቡና።